Zkri meskel
TRACK

Zkri meskel

00:00

ሰባት ብዕድመን ስደትን ካልእ ምኽንያታትን ካብቲ ዘዕበዮም ባህሊ ተፈáˆ...(ሰባት ብዕድመን ስደትን ካልእ ምኽንያታትን ካብቲ ዘዕበዮም ባህሊ ተፈልዮም ክነብሩ ኣብዝጅምርሉ እዋን፡ እቲ ዝሓለፍዎ ባህ ዘብል ዝኽሪ ግና ኣብ ዉሽጦም ተወቂጡ'ዩ ዝነብር፡ ኣብዝኽሮም እናመጸ ድማ ይደጋገሞም፡ ገለ ከም ደራሲ ብርሃነ ገብረሂወት ዝበሉ ድማ ብቀለም ወቂጦም ናብ ሰማዕቲ የብልዎ። እሞ እዛ ነዚ ዘለናዮ ቅነ ሓንሰ መስቀል እተንጸባርቕ መደብ ናባኹም ነብላ ኣለና። ርሑስ ሃንሰ መስቀለ።)

Comments

00:00