YEARENDER SCIENCE
TRACK

YEARENDER SCIENCE

00:00

2016 was a big year for science.
 
Ebola was the biggest public-health emergency in 2015, and, this year, another virus - Zika (ZEE-kuh) - entered our lexicon.
 
It was also a year for scientific firsts, includin...(ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ሓበሬታታት መጠቓለሊ ዓመተ 2016 ተጠቒሶም ካብ ዘለዉ ምዕባለ ኣብ ሳይንስ፡ ሓኻይም ስሉስ ሰብ ቆለዓ ወይ "three-person fertility." ዝበሃል ቆልዓ ምፍጣሮም፡ንተንተንቲ ሕክምና ኣፈንጢዙ ከበሮ ሓጎስ ክሃርሙ ገይርዎምዩ። ሰብ ኣልቦ ነፋሪ ህዋ "ጂኖ" ንቕናት ጂፑተር ኣብ ሓሙሻይ ዓመቱ ምብጻሑ ኣብታ ፕላኔት ዝርከብ ዓቐን ማይን ስሕበታዊ ባይታን እናመተረን እናመዘነን ንሳይንሰኛታት ሓበሬታ ክቕልብዩ….ዝብሉን ካልእን ቀሪቡ ኣሎ፡
ዝርዝር ትሕዝቶኡ ንምስማዕ ኣብዚ ተዉቑ፡፣
)

Comments

00:00