veterans day
TRACK

veterans day

00:00

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ �...(ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ ከምቲ ኣብካል እ ሃገራት ዝግበር ኣብ ኤርትራ'ውን፡ ነቶም ን ኤርትራ ኣበርክቶ ዝገበሩላ ንምኽባርን ንምዝካርን፡ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝዝከር በዓል ክህሉ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ።
 
እዚ ሓሳብ ብከመይ ነቐለ?
ሃገራዊ በዓል እንተኾይኑ ናይ መንግስቲ ሓላፍነትዶ ኣይኮነን?
እዚ መዓልቲ ንምንታይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክኸውን ተመሪጹ ንዝብልን ካልእ ሕቶታትን መልሲ ካብ ኣንቀልቲ እቲ ሓሳብ....
 )

Comments

00:00