TRACK
STEM
ብáˆáŠ½áŠ•á‹«á‰µ áˆá‰µ እትታዠዲጂታዊ ወዠኮáˆá’ተራዊ ኣሰራáˆáˆ“á¡ á‹“á‹áŠá‰µ ስራ�...(ብምኽንያት ምት እትታው ዲጂታዊ ወይ ኮምፒተራዊ ኣሰራርሓ፡ ዓይነት ስራሕ ምሉእ ብምሉእ ክቕየር እዩ።
እዚ ኩነታት ክገድድ ኢልዎ፡ ተመሃሮ ኣብ ሳይንስ፡ ተክኖሎጂ፡ ኢንጂነሪንግን ቁጽርን ተገዳስነቶም እናነከየ ብምኻዱ፡ ነዚ ኣብ ዲጂታዊ ኣሰራርሓ መጻኢ ዓለም ንምምላእ በዚ ሞያ ዝሰልጠኑ ኪኢላታት ናብዚ ዓዲ ክ ኣትዉ ክግበር ኣድላይነቱ ካብ ቀደም ንላዕሊ ሕጂ ዓዚዙ ይርከብ።
)
Comments