TRACK
SSUDAN FIGHTING
ባá‹á‰¶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩáŠá‰³á‰µ ደቡብ ሱዳን ናዠሰለ...(ባይቶ ጸጥታ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ናይ ሰለስተ ሰዓታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ፡ ነቲ እናከፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ድማ ኮኒኑ፡፡
እቲ ኩነኔ ነቲ ብዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን ክልቲኦም መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ኣደብ ክገብሩ ዝተገብረ ከቢድ መጸዋዕታ ዘቃልሕ እዩ።
እዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግም ተባሪዑ ዘሎ ግጭት ናብ ነዊሕ ሓድሕድ ዉግእ ከየምርሕ ተሰጊኡዩ ዘሎ።
ኣውስትራሊያዊያን ናብቲ እናኸፍኤ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ናብ ደቡብ ሱዳን ከይጎዓዙ ፈደራል መንግስቲ መኺሩ ኣሎ፡፣)
Comments