ኣብ ጎንደሠá‹á‰°áŒˆá‰¥áˆ¨ ጸረ መንáŒáˆµá‰² ሰላማዊ ሰáˆáŠ á‹áˆáˆáŠ¨á‰µ áˆáˆµ ኣቶ ኣብáˆ...(ኣብ ጎንደር ዝተገብረ ጸረ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝምልከት ምስ ኣቶ ኣብርሃ በላይ ቃለ መሕትት ጌርና ምስ ኣመሓላለፍና ነቲ ንሱ ዝሃቦ ሓሳብ ዝቃወም ብዙሕ ርእይቶታት ክንቅበል ቀኒና ። ። ብፍላይ ሰናይ ከሰተ ዝበሃል ኣብ ኣመሪካ ዝነብር ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝብሎ ኣሎኒ ኢሉ ደዊሉልና ንሕና ድማ ሕራይ ሓሳብካ ግለጽ ኢልናዮ ቃሉ ሂቡና እንሆ ድማ፡)
Comments