TRACK
Rain fall: Eritrea
00:00
ኣብ á‹áˆ“ለሠቅንያት ኣብ á‹á‰ á‹áˆ áŠá‹áˆ áˆá‰¥áˆ«á‰• ኣáሪቃ ቀጻáˆáŠá‰µ ዘሎዎáŠ�...(ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ምብራቕ ኣፍሪቃ ቀጻልነት ዘሎዎን ልዕሊ ማእከላይ ገምጋምን ዝኾነ ዝናብ ከምዝሃረመ ጸብጻብ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) የመልክት። ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ሱዳንን ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ብርቱዕ ዝናብ ክቕጽል ምዃኑ ሜትሮሎጂያዊ ትንቢት ይሕብር። እቲ ዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ንፈለግ ኒልን ሩባ ጋሽን ልዕሊ ዓቐን መሊኡ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ሱዳን ዕልቕሊቕ ከስዕብ ከምዝኸኣለ ይፍለጥ። ብመሰረት ሓበሬታ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) ሎምዘበን ክረምቲ ኣብ ዞባታት ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ ባርካን ኣብ እዋኑ እዩ ጀሚሩ። )
Comments
00:00