TRACK
QATAR TIES
Qatar has rejected allegations it is supporting terrorism and promoting instability among Arab nations after five other Gulf states suspended diplomatic ties with the country.
Saudi Arabia, Egypt and at least three other nations a...(ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ዘይርጉእነት ትፈጥር፡ ግብረ ሽበራ ትድግፍ ብምባል ልዕሊ ሓሙሽተ ሀገራት ጋልፍ፡ ንቐጠር ኣግሊለን ዝምድናኤን በቲኸን ኣለዋ። ቀጠር ግና ነዚ ክሲ ብትሪ ትቃወሞ ኣላ።
ሱዕዲ ዓረብ፡ ግብጺን ካልኦት ሰለስተ ሃገራት ዓረብ፡ ቐጠር ንኸም በዓል ዳዒሽ ብምድጋፍ ነቲ ዞባ ትሕምሶ ኣላ ኢለን እየን ዝኸሰኣ።
እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ጠርዚ ናይቲ ዝጸንሐ ፍሕፍሕን ጽልዋ ናይቲ ኣብዚ ቅሩብ ምብጻሕ ዝገበረ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ እዩ ዝበሃል። ነዚ ዝምልከት ትንታነ ይስዕብ፡
)
Comments