TRACK
MUSLIM MIGRATION
ናዠተለቪዢን ጋዜጠኛ ሶኒያ áŠáˆ©áŒˆáˆáŠ• ሰáŠá‰°áˆ ኮá‹áŠ“ á‹á‰°áˆ˜áˆáŒ¸á‰µ á–ሊን ሃá...(ናይ ተለቪዢን ጋዜጠኛ ሶኒያ ክሩገርን ሰነተር ኮይና ዝተመርጸት ፖሊን ሃንሰንን ስደተኛታት ኣስላም ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ የብሎምን ኢለን ብምዝራበን ኣውስትራሊያዊያን ኣስላም ቁጠዖኦም ገሊጾም።
ኣውስትራሊያ ካብ ግብረሽበራ ነጻ ክትከውን እንተኮይና ስደተኛታት ኣስላም ናብዚ ሃገር ከይኣትዉ ክኽልከሉ ኣለዎም ንዝብል ኣበሃህላ ሚስ ሃንሰን ንናይ ናይን ኔትዎርክ ፍልጥቲ ሰብ ኢያ ኣጋዊሓቶ፡፣
ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣስላም ኣውስትራሊያ ነዚ ኣበሃህላታት እዚ ከመይ ግብረመልሲ ከምዝሃብሉ ንምፍላጥ SBS ብቐረባ ተኸታቲልዎ ኣሎ።
)
Comments