Iritrean Independence
TRACK

Iritrean Independence

Avatar

Iritrean Independence day(ኤርትራ፡ ናጽነታ ንመበል 26 ዓመት፡ ኣብዚ ሰሙን ኣኽቢራ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነዛ ምብራቕ ኣፍሪቃዊት ሃገር፡ ዲሞክራሲ ብዘይምትእትታዋ፡ ናጽነት ናይ ሚድያ ብምዕፋና፡ ከምኡ'ውን ብእተተግብሮ ገደብ ኣልቦ ዝኾነ ፖሊሲ ግዱድ ዕስክርና፡ ክቕፍዋ እዮም ዝስትውዓሉ። እንተኾነ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢን፡ ገዚፍ ጽንብላት ክውድብ እዩ፡ ዝስትውዓል።
 
 )

Comments

Avatar