Interview with Tabot Teclemariam

Interview with Tabot Teclemariam

00:00

Interview with Tabot Teclemariam(ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ምስ ደቀባት ኣቦርጂን ትሰርሕ ዘላ ታቦቱ ኣታኽልቲ ዝገበርናዮ ዕላል እዩ። ታቦቱ ኣብ መልበርን ዓብያ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ወዲኣ እያ ናብ ርሑቕ ከባቢ ኣቦርጂናዊያን ከይዳ ኣብ ህዝቢ ደቀባት ለውጢ ንኽመጽእ እጃማ ትገብር ዘላ። ነዚ ውሳነ ክትወስድ እንታይ ደሪኽዋ? ህዝቢን ናብራን እቲ ከባቢ እንታይ ይመስልን ናይ ስራሕ ዕድል ኣብቲ ከባቢ እንተሎን ካልእን ሓቲትናያ መልሲታት ኣለዋ ታቦቱ። ንኣቡኣ ኣቶ ኣታኽልቲ ተኽለማርያምውን ብዛዕባ ኣተዓባብያኣን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መሊሶሙልና ኣለዉ፡፡
 )

Comments

00:00