Interview with saba Kidane

Interview with saba Kidane

Avatar

Analysis on French presidencial election.(ኣብ ፈረንሳ ካብትጽቢት ብዙሓት ወጻኢ ዝኾነ ብዕድመ ዝነኣሰን ፍሉይ ኣረኣእያን ዘለዎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ተመሪጹ፡ ኣሎ:: ኢማኑወል ማክሮን፡ ነታ ብዕድመ ክንዲ ኣዲኡ ምስ እትኾኖ ካብ ሓዳራ ኣፋቲሑ ንደቃ ኣእሚኑ ክምርዓዋ ምኽኣሉ ጥራይ ኣይኮነን መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ዘሎ። ነቲ ሕሉፍ የማናዊያን እዚ ምርጫ ናትና እዩ ኢሎም ክምክሑ ጸኒሖም ጋሻ ንፖለቲካ ዝኾነ መንእሰይ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ ንፈረንሳን ንዓለምን ሃህ ኣቢልዋ ኣሎ። ብዛዕባዚ ዘደንቕ ሰብን ምርጫ ፈረንሳን ብቐረባ ክትከታተሎ ምስ ዝጸንሐት ጸሓፊት ሳባ ኪዳነ ትንታነ ሂባትና ኣላ እንሆ፡
 )

Comments

Avatar