Singer Robel talks on his new single music.(የኔ ቆንጆ እትብል ንጽል ደርፊ ሮቤል ሚካኤል፡ ኣብዚቕነ ካብተን ኣዛረብቲ ዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ኮይና ዘላ እያ። ገለ ንምንታይ ኣምሓርኛ ወሲኹላ ኢሎም ዝቃወሙ፡ ገለ ድማ ንሓድነት ይጽዉዕ እዩ ዘሎ ኢሎም ዘሞጉሱ ኣለዉ፡ ብዛዕባዚ ጉዳይ ኣመልኪትና ምስ ድምጻዊ ሮቤል ጻንሒት ጌርና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣
)
Comments