Interview with Dr berhane tecle
TRACK

Interview with Dr berhane tecle

00:00

ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተጋዳላይ ዝነበረን ኣብ ደቡብ ኣፍáˆ�...(ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተጋዳላይ ዝነበረን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሆላንድን ኣብ ሳይንስ ኣናሊቲካል ኬሚስትሪ ተመራማሪ ዝኾነ ዶክተር ብርሃነ ተኽሉ ብዛዕባ ኣብ ሆላንድ ምስምህዳስ ፓስፖርት ዘጋጠሞ ነገር ይገልጽ። ነቲ ሒዝዎ ዝነበረ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንኸሐድስ ኣብ ቤት ጽሕፈት ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝኸደሉ ተጋግየ እየ፡ ኣብዝኾነ እዋን ብገበን ተኸሲሰ መቕጻዕተይ ክቕበል እየ ዝብል ብናይ ጣዕሳ ወረቐት ዝፍለጥ ፎርም ንኽፍርም ጸቕጥን ምድፍፋእን ከምዝተገብረሉን ብሰንኪዚ ኣብ ህይወቱ ዝሰዓበ ኩነታትን ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።
 )

Comments

00:00