Interview with Amaniel MHtsun
00:00
Interview with Amaniel MHtsun on US Election(እቲ ንኣዋርሕ ከዛርብ ዝጸንሐ ምርጫ ኣመሪካ ብዓወት ዶናልድ ትራምፕ ታሪኽ ሰሪሑ ተዛዚሙ ኣሎ። ህዝቢ ኣመሪካን ዓለምን ነቲ ውጽኢት ብከመይ ተቐቢሎሞ? እቶም ኣብ ዓለም ዴሞክራሲ ዝበሃል የለን ኢሎም ዝመርሑ መራሕቲ ሃገራት ካብዚ እንታይ እዮም ክመሃሩ? መዲያታት ኣመሪካን መዐቀኒ ድምጺታት ንምንታይ ጌጋ ትንቢት ንህዝቢ ክህባ ጸኒሐን? ... ንዝብሉን ካልእን ነጥቢታት ፡ ኣማኑኤል ምሕጹን ካብ ኣመሪካ ትንታነ ሂቡ ኣሎ ክትሰምዕዎ ንዕድም።
)
Comments
00:00