interview with Aba Simon

interview with Aba Simon

Avatar

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮያል ኮሚሺን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ ዉሽጢ 35 ዓመታት á...(ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮያል ኮሚሺን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ ዉሽጢ 35 ዓመታት ብመራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ካቶሊክ ኣውስትራሊያ ዝተፈጸመ ግብረ ስጋዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ገሊጹ ነይሩ። እዚ ብሮያል ኮሚሺን ዝጻረ ዘሎ ጥርዓናት ናይ 4500 ግዳያት ኣብ 1000 ትካላት እቲ ቤተክርስትያን ብ1880 መራሕቲ እቲ ሃይማኖት ዝተፈጸመ ዓመጽ እዩ፡፣ ንዝብል ጸብጻብ ኣብ መደባትና ምስ ኣቃላሕናዮ፡ ካብ ሰማዕትና ብዙሕ ርእይቶታት መጺኡና። ነዚ ኣመልኪትና ኣብ ኣውስትራሊያ ካህን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝኾኑ ኣባ ስምኦን ብዛዕባዚ ጉዳይ መብርሂ ክህቡና ሓቲትናዮም ኣለና ኣለና ፡፣
 )

Comments

Avatar