Interview Abel

Interview Abel

Avatar

ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ምህዞታቶም áŠ...(ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ምህዞታቶም ንምርኢት ካብ ዝቕርቡ ዘለዉ፡ ናይ ኢንጂኔር ኣቤል መሓሪ ሞባይል ወይ ኮምፑተር ተጠቒምካ ካብ ርሑቕ ዓበይቲ ማሺነሪታት ክትዝውርን ክትእዝዝን ዘኽ እል ምህዞ እዩ። ነዚ ዘቕረቦ ትሕዝቶ ብዝምልከት ኣቤል መሓሪ ካብ ኤክስፖ ኣስመራ ምስ ራዲዮ ኤስ. ቢ. ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ ንስምዓዮ።)

Comments

Avatar