TRACK
INDING STOLEN
This week marks 20 years since the release of a damning report into the historical forced removal of Aboriginal and Torres Strait Islander children from their families.
Following a national inquiry, the Bringing Them Home report m...(ብዛዕባ ቆልዑ ኣቦርጂንን ቶረስን ብጸዓዱ ብሓይሊ ካብ ወለዶም ክምዝዑ ዝመርመረ ሪፖርት ካብ ዝቐርብ ሎሚ 20 ዓመቱ ኣቒኡጺሩ ኣሎ። ናብ ገዛኦም ምለስዎም ዝብል ሪፖርት ነቲ ምስዝተሰርቁ ወለዶ stolen generations ዝወረዶም ኣደራዕ ህይወት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዓቢ እጃም ዝገበረ ሪፖርት እዩ።
እንተኾነ ማሕበረሰብ ደቀባት ኣውስትራሊያ ከምዝኸስዎ እቲ ጸብጻብ ካብ ዘቃልዕ 20 ዓመታት እኳ እንተኣቑጸረ ኣውስትራሊያ ነቲ ኩነታት ንምምሕያሽ ዉሑድ ስጉምቲ ጥራይ እያ ከይዳ።
ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ።
)
Comments