TRACK
happiness
00:00
After ranking fourth for the last two years, Norway jumped three spots and displaced three-time winner Denmark to take the title of "world's happiest country" for the first time.(ብምኽንያት ዓመተ ዓመት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ሓጎስ፡ እተን ሕጉሳት ዝበሃል ሃገራት ተገምጊመን ቀሪበን ኣለዋ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ጸብጻብ ኣፍሪቃዊያን ሃገራት ከመይ ይመስላ፡ ከም በዓል ኣመሪካን ራሻን ዝበላ ሓያላት ሃገራትከ ካብተን ኣብተን ቀዳሞት ዝተሰርዓ ሃገራት ዶ ይኾና? ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ። ንምዃኑ ሕጉስ ህይወት ብኸመይ እዩ ክዕቀን ዝግብኦ መልሲ ካባኹም ንዓኹም፡፣
)
Comments
00:00