TRACK
festival eri
áˆáˆµá‰²á‰«áˆ ኤáˆá‰µáˆ« 2016ᡠካብ 6 áŠáˆ³á‰¥ 14 áŠáˆ“ሰ ኣብ ቀጽሪ ኤáŠáˆµá– ኣስመራ ተሰላሲáˆ�...(ፈስቲቫል ኤርትራ 2016፡ ካብ 6 ክሳብ 14 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ተሰላሲሉ። ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ኤክስፖ ንባህልን ኣነባብራን ብሄራት ኤርትራ ዘንጸባርቑ ቊሸታት፡ ምርኢት ሰንዓን ምህዞን፡ ስነ-ጥበባዊ ትሕዝቶታት፡ ያታዊ ስፖርትን ምርኢት ባዛርን ከምኡ'ውን ብመንግስታውያንን ውልቃውያንን ትካላት ፍርያተን ዘላለያሉ ኤግዝቢሽን ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ቀንዩ። ምሉእ ጸብጻብ እንሆ...
)
Comments