EU MIGRANTS
TRACK

EU MIGRANTS

Avatar

ናብ ማያት ኣውሮጳ ንምብጻሕ፡ ጥሊያን እታ ቀንዲ ብስደተኛታት መብጽሒá‰...(ናብ ማያት ኣውሮጳ ንምብጻሕ፡ ጥሊያን እታ ቀንዲ ብስደተኛታት መብጽሒት ሃገር ሙዃና ናይ ሕብረት ኣውሮጳ ትካል ምክልኻል ዶባት ወጻኢ ገሊጹ።
እዚ ዝበሃል ዘሎ ኣብዚ ናብ ግሪክ ዝኸይድ ቁጽሪ ስደተኛ እናወሓደ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋንዩ።
 
ትካል Frontex ከምዝገልጾ፡ ኣብ መንጎ ሰሜን ኣፍሪቃን ጥሊያንን ዝህሉ ምንቅስቓሳት ስደተኛታት ብዕቱብ ክከታተሎ እዩ።ብተወሳኺ እቲ ትካል ከም ግብረመልሲ ንዋሕዚ ስደተኛታት፡ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳ ዘሎ ምሕደራ ዶባት ዓቢ ለውጢ ከምዝገበረ ገሊጹ ኣሎ።
 
እቲ ትካል ብተወሳኺ ኣብ ኣውሮጳ ንዝኣተዉ ስደተኛታት ናብቲ ዝመጽሉ ሃገራቶም ናይ ምምላስ ዓቢ ተራ ክህልዎ ትጽቢት ክግበረሉዩ።
 
 )

Comments

Avatar