TRACK
ETHIOPIAN PROTESTS
Over 50 people have been killed and dozens more injured in Ethiopia's Oromia (or-O-mee-uh) region after security forces confronted protesters at a festival.
Witnesses say some people died in a panicked stampede after police employ...(ኣብ ቢሾፍቱ ንሃይማኖታዊ በዓል ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ኦሮሞ ናብ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ፖሊስ ዘንብ ዕ ጋዝን ናይ ጎማ ጠያይትን እኳ እንተተኮሰ ብስንባደ ኣብ ርእሲ ርእሲ ብምርግጋጽ ዓሰርተታት ሰባት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ገለ ክፋል ማሕበረሰ ኢትዮጵያዊያን ኣውስትራሊያዊያን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ተቓዉሞኦምን ሓዞኖምን ንምግላጽ ኣብ ሲድኒ ወጺኦም ኣምሲዮም፡ ጸብጻብ ይስዕብ። )
Comments