TRACK
current issue
00:00
እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትᡠኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ á�...(እዚ መደብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ኣብ ሰማዕቲ ዓቢ መዛረቢ ዛዕባ ብዛዕባ ኮይኑ ዝቐነየ ዝቐርበሉ መደብ'ዩ። ንሎሚ "ባንዴራስ ተቓጺላ፡ እንታይ ደኣ ንበል!" ብዝብል ኣርእስቲ ኣማኒኤል ኤልያስ ዝሰደደልና ትሕዝቶ ኢና ከነቕርብ ብኸምዚ ከኣ ይጅምር፡
እዚ ናይ ባንዴራ ምቅጻል ፍጻመ ምስ ኣጋጠመ፡ ብኸመይ ኢና ኽንርእዮ ዘሎና? ብመሰረት ዝተዋህበ ናይዚ ቅነዚ ግብረ መልሲ ኽልተ ነገራት ተሓዋዊሱ ዘሎ ኾይኑ ይረኣየኒ። እቲ ሓደ ንምቅጻል ባንዴራ ብሓፈሽኡ ዚምልከት ኪኸውን ከሎ፡ እቲ ኻልእ ከኣ ንሕጋውነት ባንዴራ ኤርትራ ዚምልከት እዩ። ነዚ ፈላሊና ኽንርእዮ ኣገዳሲ ነገር እዩ። ስለዚ፡ ነዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ኽልተ ነጥብታት ከፊለ ከቕርባ።)
Comments
00:00