Current afairs 3

Current afairs 3

Avatar

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢህወደግ ዝቐንዐ ፖለቲካዊ ተቓውሞ ኪá...(ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢህወደግ ዝቐንዐ ፖለቲካዊ ተቓውሞ ኪለዓል ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፡ ነቲ ናይ ሕጂ ተቓውሞታት ህዝብታት; ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ዜብሎ ነገራት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ሓፈሻዊ ሕቶ ዴሞክራሲ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሄራዊ መልክዕ ዝሓዘ፡ ብስፍሓቱ ድማ ፍልይ ዝበለ ብምዃኑ፡ ኣብታ ሃገር ዜስግእ ኩነታት ዲዩ ክፈጥር? እዚ ኣብዚ ብኣማኔኤል ኤልያስ ቀሪቡ ዘሎ ሰፊሕ ትንታነ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዝቐረበ ዛዕባ ሎሚ መልሲ ንምርካብ ንስመዓዮ። )

Comments

Avatar