Current Afairs 2
TRACK

Current Afairs 2

00:00

ኣብ ገማግም ኒል ናይ ሰሜናዊ ዞባ ሱዳን፡ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰራዊት ሓይáˆ�...(ኣብ ገማግም ኒል ናይ ሰሜናዊ ዞባ ሱዳን፡ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰራዊት ሓይሊታት ፈጣናት ረዲኤት ወይ RSF ከምተራእዩ ጋዜጣታት ሱዳን ብሰፊሑ ጸብጺበን። እዚ ናይ RSF ሓይሊ ምዕቡል፡ ሓዲሽ መልክዕ ጃንጃዊድ ኮይኑ ኣብ እዋን ኩናትን ህልቂትን ዳርፉር ቀንዲ ተዋሳኢ ሽብር እዩ ነይሩ። እዚ ኣብ ሱዳን ንምህዳን ስደተኛታት ኤርትራዊያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓይሊ ፕረሲደንት ኣልበሺር ብቐጥታ ዝእዝዞ ኮይኑ፡ ባጀቱ ካብ ኣገልግሎት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን እዩ፡ ሱዳን ነነዚ ሓደገኛ ሓይሊ ኣሰልጢና ንኸተውፍሮም እንታይ ንምኽሳብን ንመን ንምሕጓስን እዩ? ናይዚ ሰሙን ዛዕባና ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ። ኣዳላዊ በየነ ሰመረ
 )

Comments

00:00