TRACK
ASYLUM MANUS
00:00
A class action representing almost 2000 Manus Island detainees has been settled.
The federal government and its contractors will pay 70-million-dollars to the detainees, and cover legal costs.
The detainees we...(ኣብ ደሰት ማኑስ ናይ ኣውስትራሊያ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ 1905 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ በደል ክኽሕስ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ኣብ ቤት ፍርዲ ሲዒሮም።
ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያን ዝቖጸሮም ኮንትራክተራትን ነቶም ሓተቲ ዑቕባ 70 ሞሊዮን ዶላር፡ ኣብ ርእሲኡ ድማ 20 ሚሊዮን ዶላር ንመስርሕ ክሲን ፍርድን ክኸፍሉ እዮም። እቶም ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ ንዝወረዶም ኣካላዊን ስነልቦናዊን በደል ካሕሳ ክኽፈሎም እዮም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ተዓዊቶም ዘለዉ።
)
Comments
00:00