Agazian
....áˆá‹µáˆ¨ ኣáŒáŠ£á‹á‹«áŠ• ንሓደ ብሄሠቀሪቡ ንኻáˆáŠ¥ ብሄሠá‹áˆáˆ•ቆ ኣá‹áаáŠáŠ•á¢ á�...(....ምድረ ኣግኣዝያን ንሓደ ብሄር ቀሪቡ ንኻልእ ብሄር ዝርሕቆ ኣይኰነን። ነበርቲዚ ምድሪዚ እንተ ዘይጸቢቡዎም ኣይገፍሖምን ድማ። ዘርእኻ ቈጺርካ ናብቲ ኣሎ ዝበሃል ድሕሪት እንተ ተኸይዱ ድማ፡ የመንን ስዑድያን ምድረ ኣግኣዝያን ክኸውንዩ። ከምእውን ሳሃራውን ከይዓጠጠና ክሳብ ኣትባራ ምድሪ ኣግኣዝያን ክኸውን ዘለዎ። ስለዚ ምድሪ ኣግኣዝያን ኣብ ምብራቓዊን ምዕራባዊን ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተጋሕተነ ብኽልቲኡ ጠረፋቱ ምድረ-በዳ ዝኸለሎ ግዝኣት ክምስረት ኣለዎ.....)
Comments