TRACK
Afric
ኣብ á‹áˆ“ለሠቅንያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ á‹áŠá‰ ረ ሰላማዊ ሰáˆáŠ á‹áˆ°á‹�...(ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ዝሰዓበ ግጭት ብዉሑዱ 10 ሰባት ከምተቐትሉ ካብቲ ከባቢ ዝተረክበ ምንጪ ገሊጹ።
ኣብ ርዋንዳ ዝተገብረ መበል 27 ዓመታዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝ ዓበየ ኣጀንዳኡ እቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከምብሓዲሽ ተባሪዑ ዘሎ ግጭት እዩ ኮይኑ።
ሕብረት ኣግሪቃ ሓደ ናይ ሓባር ፓስፖርት፡ ነጻ ንግዲ ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ክህሉ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ እዚ መደብ ነቲ ኣፍሪቃ ናብ ሃድነት ዝመርሕ ተስፋ ኣዕቢዩ ከምዘሎ ተገሊጹ።)
Comments