Keep up to date with every new upload!

Join free & follow Tigrinya
Share
  • 1 year ago
Gulf crisis afecting Horn African countries

Gulf crisis afecting Horn African countries

Gulf crisis afecting Horn African countries (ኣብዚ ቀረባ ኣዋን፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብመሪሕነት ስዑድ ዓረብ፡ ንቐጠር ኣሸበርቲ ትምውል ከምኡ'ውን ምስ ቀንዲ መተሃላልኽቲ ሱዑድ ዓረብ ዝኾነት ኢራን 'ትተሓጋገዝ እያ' ዝብል ክሲታት ብምቕራብ ምስታ ሃገር ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ምትእስሳር ከምዝበተኻ ይፍለጥ። እቲ ቅልውላው ካብዚ ዘለዎ እንተብኢሱ ድማ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዝዩ ዘሰንብድ ሳዕቤናት ከኸትል ከምዝኽእል ተንተንቲ ፖለቲካ ይእምቱ። )

Comments