Keep up to date with every new upload!

Join free & follow Tigrinya
Share
  • 2 years ago
ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (18 01 2017)

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (18 01 2017)

(ተጋዳላይን ህቡብ ደራፋይ ቋንቋ ትግረን ስዒድ ዓብደላ ኣብ ኣውስትራልያ ኢዱ ሂቡ፡ ሕጽረት መግቢ ኣብ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ብግቡእ ዘይተቓልሐ ዜናታት 2016ዩ ኔሩ ተባሂሉ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዋላኳ ዝለዓለ ጋግ ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻታትን ይሃልወኒ መዕቆቢ ስደተኛታት ምዃና ግን ብግቡእ ስለዘይተቓልሐ ኣይተፈልጠለይን ትብል፡ ኤውሮጳ ዝረግጹ ዘለው መሰነይታ ዘይብሎም ህጻናት ስለዝበዝሑ ኣስጋኢ ኮይኑ)

Comments